ኣብ ልዕሊ ሃገራትን ውልቀሰባትን ዝንበሩ እገዳታት ውጽኢታውያን ድዮም?

Published

ንሓንቲ ሃገር ካብ ምጥሓስ ኣህጉራዊ ሕጋጋትን ተጻባኢ ካብ ዝኾነ ኣካይዳ ደው ንምባልን ሃገራት ንእገዳ ከም መሳርሒ ዲፕሎማሲ ከጥቀማሉ ጸኒሐን ኣለዋ። እዚ ውጽኢታዊ ድዩ? ‘ቢቢሲ ረያሊቲ ቼክ’ ኣርባዕተ ኣብነታት እገዳታትን ሳዕቤናቶምን ዳህሲሱ ኣሎ።