እዚ ውሑድ ዳታ ብምጥቃም፡ ጽሑፍ ጥራይ እተንብቡሉ መርበብ ሓበሬታ ቢቢሲ ትግርኛ እዩ። ምሉእ ኣሳእልን ቪድዮታትን ንምርኣይ ድማ ቀንዲ መርበብ ሓበሬታና ተጠቐሙ።
ኣብ ቤት ማእሰርቲ ስዑዲ ዓረብ ዝሳቐዩ ዘለዉ ኢትዮጵያውያን ፍታሕ ስኢንና ይብሉ
Published
ኣብ ዝተፈላለዩ ኣብያተ ማእሰርቲ ተኣሲሮም ዝርከቡ ብኣሽሓት ዝቑጸሩ ኢትዮጵያውያን ክዳን ወዲኦም መጉሓፊ ፌስታል ክኽደኑ ከምዝተገደዱን ኣብ ከቢድ ጸገም ወዲቖም ከምዝርከቡን ተዛሪቦም።