ልደትኩም ኣብ ሰማይ ብእትዛውን መኪና ክተሕልፍዎ’ዶ ምፈተኹም?

Published

እታ ብጀስተን ኤሮ ዝተሰርሐት ኣብ ሰማይ እትበርር መኪና ናይ ሓደ ሰብ ቦታ ጥራይ እዩ ዘለዋ። ኣብ ልደትኩም ክትጥቀሙላ እንተደሊኹም 92 ሽሕ ዶላር እዩ ዋግኣ። እንተኾነ ግና እታ በራሪት መኪና ኣብ ሰማይ ን15 ደቃይቕ ጥራይ እያ ክትጸንሕ እትኽእል።