ህይወት ኣብ ባሕሪ እንታይ ይመስል?

Published

ሰራሕተኛ መርከብ ሙሊ ተስፋይ ኣብ ኦሮምያ ምዕራብ ወለጋ እዩ ተወሊዱ። ንሱ ካብ ዘይርስዖም ነገራት ሓደ ኣብ ስራሕ እንከሎ ናይ ኣዲኡ መርድእ ዝሰማዓሉ ግዜ እዩ።