እዚ ውሑድ ዳታ ብምጥቃም፡ ጽሑፍ ጥራይ እተንብቡሉ መርበብ ሓበሬታ ቢቢሲ ትግርኛ እዩ። ምሉእ ኣሳእልን ቪድዮታትን ንምርኣይ ድማ ቀንዲ መርበብ ሓበሬታና ተጠቐሙ።
ኣብ እዋን ፈተና ንምቕዳሕ ዝተዳለወ ብሉቱዝ ዝተገጠመሉ ሸበጥ
Published
ኣብ ሰሜናዊ ግዝኣት ራጃስታን ህንዲ፡ ፖሊስ ኣብ እዋን ፈተና ንምቕዳሕ ብሉቱዝ ዝተገጠመሉ ሸበጥ ኣብ ምሻጥ ንዝተዋፈረ ጉጅለ ኣብ ቀይዲ ከም ዘእተወ ሓቢሩ። ሲምካርድ፡ ካልእ ኣብ እዝኒ ዝግበር ናይ መስምዒ መሳርሒታትን ከምዝረኸበ’ውን ገሊጹ።