ብሞይኣ ንኣፍጋናውያን እትረድእ ሪሓና

Published

ኣፍጋኒስታን ዝሞቦቆላ ሪሓና ቆልዓ እንከላ'ያ ምስ ኣዲኣን ሰለስተ ኣሕዋታን ናብ ዓባይ ብሪጣንያ ዝኣተወት። ሎሚ ኣብ ኣፍጋኒስታን ብዘጋጠመ ፖለቲካዊ ቅልውላው ምኽንያት ካብ ሃገሮም ክወጽኡ ንዝደልዩ ደቂ ሃገራ ሞያዊ ሓገዝ ትገብረሎም።