እዚ ውሑድ ዳታ ብምጥቃም፡ ጽሑፍ ጥራይ እተንብቡሉ መርበብ ሓበሬታ ቢቢሲ ትግርኛ እዩ። ምሉእ ኣሳእልን ቪድዮታትን ንምርኣይ ድማ ቀንዲ መርበብ ሓበሬታና ተጠቐሙ።
ድሕሪ 16 ዓመታት ካብ ስልጣን ትወርድ ዘላ ኣንገላ መርከል እንታይ ሓድግታት ገዲፋ?
Published
ዘመነ ስልጣን ናይታ ን16 ዓመታት ንጀርመን ዝመርሐት ኣንገላ መርከል ድሕሪ እቲ ሰንበት ዝካየድ ሓፈሻዊ ምርጫ ከብቅዕ እዩ። መርከል እንታይ ሓድጊ ገዲፋ ትኸይድ ኣላ? ጀርመናውያን ካብቲ ሓድሽ መንግስቲ እንታይ ትጽቢት ይገብሩ?