“ሕብረተሰብና ክርድኣና ኣለዎ” ተሳተፍቲ ፓራሎምፒክ ቶክዮ

Published

ካብ 163 ሃገራት ዝተወከሉ ልዕሊ 4 ሽሕ ስፖርተኛታት ኣብ ቶክዮ ፓራሎምፒክ ይሳተፉ ኣለዉ። ንሳቶም ዝኾነ ሎሚ ምሉእ ጥዕና ዘለዎ ሰብ ጽባሕ ንጉሆ ብዝተፈላለየ ጉዱእ ኣካል ክኸውን ስለዝኽእል ሕብረተሰብ ክርድኣና ኣለዎ ኢሎም።