ብጸወታ ቴኒስ ሽማ ዝገንን ዘሎ ደቡብ ኣፍሪቃዊት

Published

ጸላም ደቡብ ኣፍሪቃዊት ክጎታትሶ ጓል 12 ዓመት እንከላ ነይሩ ብሰንኪ ወርሻኣዊ ጸገማት እግራ ተቖሪጹ። እንተኾነ ግን ኣብ ዓረብያ ኮይና ጸወታ ቴኒስ ክትወዳደር ጀሚራ። በቲ እተርእዮ ዘላ ብቕዓት ካብ ፕረዚደንት ደቡብ ኣፍሪቃ ናእዳ ተጎናጺፋ እያ።