እዚ ውሑድ ዳታ ብምጥቃም፡ ጽሑፍ ጥራይ እተንብቡሉ መርበብ ሓበሬታ ቢቢሲ ትግርኛ እዩ። ምሉእ ኣሳእልን ቪድዮታትን ንምርኣይ ድማ ቀንዲ መርበብ ሓበሬታና ተጠቐሙ።
ህንዲ: ምስትውዓል ሰባት ኣብ ምቕያር እትሰርሕ ዘላ መደበር ራድዮ መዋት
Published
ራድዮ መዋት ኣብ ሰሜናዊ ክፋል ህንዲ፡ ሕብረተሰብ ክታበት ኮሮናቫይረስ ወሲዱ ንገዛእ ርእሱ ከድሕን ጎስጓስ ብምግባር ዝሓሸ ለውጢ ዘመዝገበት መደበር እያ።