እዚ ውሑድ ዳታ ብምጥቃም፡ ጽሑፍ ጥራይ እተንብቡሉ መርበብ ሓበሬታ ቢቢሲ ትግርኛ እዩ። ምሉእ ኣሳእልን ቪድዮታትን ንምርኣይ ድማ ቀንዲ መርበብ ሓበሬታና ተጠቐሙ።
ፈላመይቲ ጓል ኣነስተይቲ ምክትል ፕረዚደንት ኣመሪካ መን እያ?
Published
ካብ ኤስያን ጃማይካን ወለዲ እትውለድ ናይ ሕጂ ምክትል ፕረዚደንት ኣመሪካ ካማላ ሃሪሰን፡ ኣብ ግዜ ቁልዕነታ ኣብ ናይ ህዝባዊ ቤት ትምህርቲ ብናይ ህዝቢ መጓዓዝያ እናተመላለሰት ከምዝተምሃረት ይግለጽ።