ወለዲ ንትራምፕ ደቆም ንባይደን ዝመርጹ ማሕበረሰብ ቬትናም

Published

ኣብ መፋርቕ 1970ታት ናብ ኣመሪካ ከምዝኣተዉ ዝንገረሎም ስደተኛታት ቬትናም መብዛሕቲኦም ንዶናልድ ትራምፕ ይመርጹ። ደቆም ከኣ ብኣንጻሩ ንጆ ባይደን ክመርጹ ጎስጓስ የካይዱ።