እዚ ውሑድ ዳታ ብምጥቃም፡ ጽሑፍ ጥራይ እተንብቡሉ መርበብ ሓበሬታ ቢቢሲ ትግርኛ እዩ። ምሉእ ኣሳእልን ቪድዮታትን ንምርኣይ ድማ ቀንዲ መርበብ ሓበሬታና ተጠቐሙ።
ኣደታት እንደርታ ግራተን ኣብ ምቁማት ውዒለን የምስያ
Published
ዛጊድ ኣርባዕተ ዞባታት ትግራይ ዝተርኣየ ወራር ዕስለ ኣንበጣ ኣብቲ ዝሓለፈ ሰሙን ኣብ ወረዳ እንደርታ ንዝቕመጣ ኣደታት ከጨንቕ ተርኣዩ ነይሩ።
ኣብ መኸተ እቲ ኣንበጣ ኣባላት ፍሉይ ሓይሊ ተሳቲፎም።