ባእሲ ወለዶም ዓሪቑ፡ ናብ ሓደ መኣዲ ዘኣከበ ቤት-ትምህርቲ

Published

ኣብ ዶባት ኬንያን ዩጋንዳን ዝተደኮነ ቤት ትምህርቲ: ብሰንኪ ዘመተ ኣብቲ ከባቢ ካብ ዘጋጥም ዝነበረ ግጭት ኣልዩ ንኣሽቱ ቆልዑ ናይቲ ማሕበረሰብ ናብ ሓደ መኣዲ ኣምጺኡ ብሰላም ክመሃሩ ዘኽኣለ 'ዝተቐደሰ ቤት ትምህርቲ'ዩ።