እዚ ውሑድ ዳታ ብምጥቃም፡ ጽሑፍ ጥራይ እተንብቡሉ መርበብ ሓበሬታ ቢቢሲ ትግርኛ እዩ። ምሉእ ኣሳእልን ቪድዮታትን ንምርኣይ ድማ ቀንዲ መርበብ ሓበሬታና ተጠቐሙ።
ህይወት ሰባት ከድሕኑ ህይወቶም ዝስእኑ ዘለዉ ሓካይም ጋና
Published
ኣብ ርእሰ ከተማ ጋና፡ ኣክራ ኣብ ሓደ ዝተፈልጠ ሆስፒታል፡ ሰራሕተኛታት እቲ ሆስፒታል ንሓካይም ተባሂሉ ዝተዓደገ መከላኸሊ ናውቲ ሕክምና ንውልቃዊ መኽሰቦም ይሸጥዎ ስለዘለዉ ድሕነቶም ኣብ ሓደጋ ከምዝወደቐ መርመራዊ ጸብጻብ 'ቢቢሲ ኣፍሪቃ ኣይ' የረድእ።