እዚ ውሑድ ዳታ ብምጥቃም፡ ጽሑፍ ጥራይ እተንብቡሉ መርበብ ሓበሬታ ቢቢሲ ትግርኛ እዩ። ምሉእ ኣሳእልን ቪድዮታትን ንምርኣይ ድማ ቀንዲ መርበብ ሓበሬታና ተጠቐሙ።
ኢትዮጵያን ግብጽን ንዘበናት ዘዋጥጥ ዘሎ ሩባ ኒል [ኣባይ]
Published
ሩባ ኒል [ኣባይ] ልዕሊ 10 ሃገራት ዘቋርጽ እንከሎ ስለምንታይ'ዩ ንኢትዮጵያን ግብጽን ዝያዳ ዘዋጥጠን ዘሎ? ኣብ ኣዲስ ኣበባን ካይሮን ዝርከቡ ሪፖርተራት ቢቢሲ እቲ ምኽንያት ዳህሲሰሞ ኣለዉ።