እዚ ውሑድ ዳታ ብምጥቃም፡ ጽሑፍ ጥራይ እተንብቡሉ መርበብ ሓበሬታ ቢቢሲ ትግርኛ እዩ። ምሉእ ኣሳእልን ቪድዮታትን ንምርኣይ ድማ ቀንዲ መርበብ ሓበሬታና ተጠቐሙ።
ኮሮናቫይረስ፡ ካልኣይ ማዕበል ለበዳ ክለዓል ይኽእል'ዶ?
Published
ኣብ መላእ ዓለም ዘርከባ ሃገራት፡ ብምኽንያት ኮሮናቫይረስ ኣንቢረንኦ ዝጸንሓ ቀይድታት መኣስን ብኸመይን የዝልቓ ኣብ ዝዳለዋሉ ዘለዋ እዋን፡ ካልኣይ ማዕበል እቲ ለበዳ ንምክልኻል ይሰርሓ ኣለዋ።