ኮሮናቫይረስ ብሳእንናን ክዳውንትናን ክመሓላለፍ ይኽእል ዶ?

Published

ዛጊት ብሳእኒ ኮነ ብኽዳን ኮሮናቫይረስ ከም ዝተለኽፈ ዝተረጋገጸሉ ኣጋጣሚ የሎን።