እዚ ውሑድ ዳታ ብምጥቃም፡ ጽሑፍ ጥራይ እተንብቡሉ መርበብ ሓበሬታ ቢቢሲ ትግርኛ እዩ። ምሉእ ኣሳእልን ቪድዮታትን ንምርኣይ ድማ ቀንዲ መርበብ ሓበሬታና ተጠቐሙ።
ኣብ ትሑት መነባብሮ ዝርከቡ ኬንያውያን ብኮሮናቫይረስ ተጨኒቖም
Published
ኣብ ኬንያ ኪበራ ተባሂሉ ዝጽዋዕ ኣማኢት ኣሽሓት ድኻ ህዝቢ ዝነብርሉ ዓማጽጽ ገዛዉቲ [ሻውላት] ዝበዝሖ ከባቢ ኣሎ። ኣብዚ ዝነብሩ ኬንያውያን ካሊእ ተሪፉስ ንመከላኸሊ ኮሮናቫይረስ ዝኸውን ማይ መዐደጊ ዝጽገሙ ክፋል ሕብረተሰብ'ዮም። ካብዚ ዝብገስ ጭንቂ ፈጢርሎም'ሎ።