ኣብ ከተማ ቤጂንግ ሰባት ካብ ገዛውቶም ወጺኦም ክንቀሳቐሱ ጀሚሮም

Published

ብሰንኪ ኮሮና ቫይረስ ካብ ገዝኦም ከይወጽኡ ተኣጊዶም ዝነበሩ ነበርቲ ከተማ ቤጂንግ ውጽእ ኢሎም ክናፈሱ ጀሚሮም ኣለዉ።