"እንከይተወለድኩ'የ ተሓጽየ" ዶ/ር መስቀሉ ኪዱ

Published

ዶ/ር መስቀሉ ኪዱ ገና ኣብ ማህጸን ኣዲኣ እንከላ ነይሩ ንሓደ ዘይትፈልጦ ሰብኣይ ትብጻሕኩም ተባሂላ ዝተመርዐወት። እንተኾነ ግና ብትምህርቲ እናደፍአት ምስመጽአት ነቲ ብዘይውሳንኣ ክትሕጽዮ ዝተፈረዳ ሰብኣይ ኣይምርዐውን ኢላ ሓንጊዳ።

ኣብዚ ሕዚ እዋን ኣብ ሆስፒታል ዓይደር ሓኪም ውሽጣዊ ሕማማት ኮይና በዓልቲ ሓዳርን ነብሰ ጾርን እያ።