ካብ ተዅሲ ሃዲሞም ተዅሲ ዝተጸበዮም ስደተኛታት

Published

ብሰንኪ ኣብ ሶርያ ዘጋጠመ ሓድሕዳዊ ኵናት ብኣሽሓት ዝቑጸሩ ስደተኛታት፡ ብቱርኪ ኣቢሎም ናብ ግሪክ ብምእታው ናብ ካልኦት ሃገራት ኣውሮጳ ክሰግሩ ይፍትኑ።

እንተኾነ ግን እቶም ስደተኛታት ናብ ግሪክ ክኣትዉ እንትብሉ ብዝተቖጥዑ ግሪካውያን ይጋፍዑ ኣለዉ።