እዚ ውሑድ ዳታ ብምጥቃም፡ ጽሑፍ ጥራይ እተንብቡሉ መርበብ ሓበሬታ ቢቢሲ ትግርኛ እዩ። ምሉእ ኣሳእልን ቪድዮታትን ንምርኣይ ድማ ቀንዲ መርበብ ሓበሬታና ተጠቐሙ።
ቻይና ኣብ ውሽጢ 10 መዓልቲ ዝሃነጸቶ ሆስፒታል
Published
ኣብ ቀረባ እዋን ኣብ ቻይና ዘጋጠመ ሕማም ኮሮና ቫይረስ ንምግታእ ዘኽእል ሆስፒታል ኣብ ውሽጢ ዓሰርተ መዓልቲ ተሃኒጹ። እቲ ሆስፒታል ንኣስታት ሓደ ሽሕ ሕሙማት ኮሮና ቫይረስ ከተኣናግድ ዝኽእል ከምዝኾነ ሰብ መዚ ቻይና ሓቢሮም።