ኮኾብ ተዋሳኢት ሆሊውድ፡ እልፍነሽ ኣስፍሃ ሃደራ፡ መቐለ ኣትያ

Published

ኣብቲ ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ዝተገበረላ ፅምብል ኣቀባብላ ወለዳ፣ ስድርኣ ከምኡ እውን ልኡል ራእሲ መንገሻ ስዩም ክርከቡ እንከለው፤ በቲ ዝተገበረላ ኣቀባብላ ኣዝያ ከምዝተሓጎሰት ንቢቢሲ ተዛሪባ።