እዚ ውሑድ ዳታ ብምጥቃም፡ ጽሑፍ ጥራይ እተንብቡሉ መርበብ ሓበሬታ ቢቢሲ ትግርኛ እዩ። ምሉእ ኣሳእልን ቪድዮታትን ንምርኣይ ድማ ቀንዲ መርበብ ሓበሬታና ተጠቐሙ።
ኤርትራ ኣብ ግጥማት ቅድመ መጻረዪ ፊባ ኣፍሮ ባስኬት 2021
Published
ኣብቲ ካብ ሰሉስ ጀሚሩ ክካየድ ዝቐነየ ግጥማት ቅድመ መጻረዪ ዋንጫ ኩዕሶ ሰኪዐት ኣፍሪቃ ዞን 5፡ ብሩንዲ፡ ኤርትራ፡ ታንዛንያ፡ ሶማልያ ኬንያን ደቡብ ሱዳንን ተሳቲፈን።