እዚ ውሑድ ዳታ ብምጥቃም፡ ጽሑፍ ጥራይ እተንብቡሉ መርበብ ሓበሬታ ቢቢሲ ትግርኛ እዩ። ምሉእ ኣሳእልን ቪድዮታትን ንምርኣይ ድማ ቀንዲ መርበብ ሓበሬታና ተጠቐሙ።
"ኳና ዘፍርስ ርግኦ" ዘቕርብ ከሻናይ ብርሃነ
Published
ብርሃነ ገብረማርያም ይበሃል። ቆልዓ እንከለኹ፡ ቆሎ ክሸይጥ ዝፈልጡኒ ሰባት ክሳብ ሕዚ "ብርሃነ ምጎ እናበሉ ይጽውዑኒ" ይብል።
ብርሃነ ገብረማርያም ቅድሚ ሰለስተ ዓመታት ኣብ ክልል ኣምሓራ ብዘጋጠመ ፖለቲካዊ ዘይምርግጋእ፡ ካብ ከተማ መተማ ተመዛቢሉ። ሕዚ ኣብ ሸራሮ እንዳ ቁርሲ ኣለዎ።
ዓይነታት ቁርሲ ዝኽሽን ብርሃነ፡ ሞይኡ ኣብ ሱዳን እዩ ተማሂርዎ።