እዚ ውሑድ ዳታ ብምጥቃም፡ ጽሑፍ ጥራይ እተንብቡሉ መርበብ ሓበሬታ ቢቢሲ ትግርኛ እዩ። ምሉእ ኣሳእልን ቪድዮታትን ንምርኣይ ድማ ቀንዲ መርበብ ሓበሬታና ተጠቐሙ።
ሳና ማሪን፡ ኣብ ዓለም ብዕድመ እታ ዝነኣሰት መራሒት ሃገር
Published
ሓዳሽ ቀዳመይቲ ሚኒስትር ፊንላንድ ኮይና ዝተመዘዘት ሳና ማሪን፡ ንሳ እትመርሖ ናይ ሓሙሽተ ውድባት ፖለቲካ ልፍንታዊ መንግስቲ ብደቂ ኣንስትዮ ጥራይ ዝምራሕ እዩ። በዚ ድማ ኣብ ዓለም ብዕድመ እታ ዝነኣሰት መራሒት ክትከውን በቂዓ ኣላ።