እዚ ውሑድ ዳታ ብምጥቃም፡ ጽሑፍ ጥራይ እተንብቡሉ መርበብ ሓበሬታ ቢቢሲ ትግርኛ እዩ። ምሉእ ኣሳእልን ቪድዮታትን ንምርኣይ ድማ ቀንዲ መርበብ ሓበሬታና ተጠቐሙ።
"ደቂ ተባዕትዮ ሃገርና ብደቂ ኣንስትዮ ክብለጹ ባህ ኣይብሎምን"
Published
ኤቢሴ ኣዱኛ ናይ ሒሳብ (ቁጽሪ) ተመሃሪት ሳልሳይ ዲግሪ እያ። ኣብቲ ፈለማ ናብ ትምህርቲ ሒሳብ ምስተመደበት ሕጉስቲ እኳ እንተዘይነበረት ድሓረ ግን ንገዛእ ርእሳ ኣእሚና በቲ ዓውዲ ብልጽቲ ክትከውን በቒዓ። ኣብ ኢትዮጵያ ኣወዳት ብኣዋልድ ክብለጹ ደስ ከምዘይብሎም እትገልጽ ኤቢሴ ፍቕረኛኣ ሓጋዚኣ ክኸውን እያ እተደሊ።