ኣብ መኪንኡ፡ ሸሞንተ ክፍልታት ዘለዎ በዓል ክልተ ደርቢ ገዛ፡ ዝሰርሐ ኢትዮጵያዊ

Published

ኢትዮጵያዊ መራሒ መኪና ኣብነት ታደሰ፡ ኣብ መኪንኡ ግዜ ምሕላፍ ኣዝዩ'ዩ ዝፈቱ ነይሩ። መንበሪ ገዛ'ውን ይደልይ ብምንባሩ፡ ሓደ መፍትሒ ዝኾ ሓሳብ ኣበጊሱ። ክልተ ደርቢ ዘለዎ በዓል ሰለስተ መደቀሲ ክፍሊ ገዛ ኣብ መኪንኡ ሃኒጹ።