ታሕጓሶም ንምብራኽ ክብሉ 'ቀብሮም' ዝወዓሉ ደቡብ ኮርያውያን

Published

ኣብ ደቡብ ኮርያ ልዕሊ 25 ሽሕ ሰባት ታሕጓሶም ንምዝያድ ክብሉ ኣብ ሳንዱቕ ኣስከሬን ንኣስታት 10 ደቂቅ ብምእታው እንተዝሞቱ ነይሮም እንታይ ምተስምዖም ነይሩ? ንኽፈልጡ ኣኽኢልዎም