እዚ ውሑድ ዳታ ብምጥቃም፡ ጽሑፍ ጥራይ እተንብቡሉ መርበብ ሓበሬታ ቢቢሲ ትግርኛ እዩ። ምሉእ ኣሳእልን ቪድዮታትን ንምርኣይ ድማ ቀንዲ መርበብ ሓበሬታና ተጠቐሙ።
ጓሓፍ ኣርዩ ጽጉማት ስድርኡ ክዕንግል ትምህርቱ ዘቋረጸ ሰገን
Published
ፍሊፕንሳዊ ራኒኤል ወዲ 13 ዓመት ኮይኑ ኣብ ሃገሩ ኣብቲ ኣዝዩ ዝረስሐ ሩባ ሓምቢሱ እርምራይ ሓጺንን ላስቲኽን ኣራርዩ ብምሻጥ ስድርኡ ይዕንግል። እዚ ስራሕ ንኽሰርሕ ማዕሮ ትምህርቱ ከቋርጽ ተገዲዱ እዩ። ኣብ ግዜ ኣለሻ ሓጻዊን ሓልሓሊፉ ኣካላቱ ብበላሕቲ ነገራት ከምዝሕረዱ ይገልጽ።