'ኣድሃ ንበር' እትብል ደርፊ ድምጻዊት ሄለን መለስ ንመን እያ ተደሪፋ?

Published

ካብ 1979 ጀሚሩ ኣብ ስነ ጽሑፍ ትግርኛ ዝነጥፍ ገዲም ተጋዳላይ ሰለሞን ድራር ልዕሊ 180 ግጥምታት ደርፊ ዝጸሓፈ ደራስን ስነጥበባውን'ዩ።