እዚ ውሑድ ዳታ ብምጥቃም፡ ጽሑፍ ጥራይ እተንብቡሉ መርበብ ሓበሬታ ቢቢሲ ትግርኛ እዩ። ምሉእ ኣሳእልን ቪድዮታትን ንምርኣይ ድማ ቀንዲ መርበብ ሓበሬታና ተጠቐሙ።
ጭራዋጣ ብፍሉይ ቅዲ ዝጸወት ጸሓይ ብራቕ
Published
ኣብ ትግራይ ወረዳ ወርዒለኸ፡ እንዳ ኣባጻሕማ ተወሊዱ ዝዓበየ ተጻዋቲ ጭራዋጣ ጸሓይ ብራቕ፡ ካብ ግዜ ንእስነቱ ጀሚሩ ናይ እኒ ወዲ ኹሙር ደርፍታት እናሰምዐ እዩ ዓብዩ። ጭራዋጣ ጠላጠለይ እናበለ ናይ ምጽዋት ተኽእሎ ድማ ኣለዎ።