ሞይኡ ንደቁ ዘውረሰ ስነጥበባዊ ዮውሃንስ እስቲፋኖስ

Published

ስነ ጥበባዊ የውሃንስ እስቲፋኖስ ናብ ኣስታት 100 ዝጽጋዕ ደርፍታት ኣለዎ። ብፍላይ 'ምጽዋዕ ምስ እታ ዝፈትዋ ጓል' ብእትብል ጥዕምቲ ደርፉ ልዑል ተቐባልነት ረኺቡ። ደቁ ሰምሃርን ዳናይትን ድማ፡ ንሞይኡ ወሪሰን ኣለዋ።