እዚ ውሑድ ዳታ ብምጥቃም፡ ጽሑፍ ጥራይ እተንብቡሉ መርበብ ሓበሬታ ቢቢሲ ትግርኛ እዩ። ምሉእ ኣሳእልን ቪድዮታትን ንምርኣይ ድማ ቀንዲ መርበብ ሓበሬታና ተጠቐሙ።
ዕውትቲ ክልተ ግንባር፡ ኤርትራዊት ንግስቲ ገብረመስቀል
Published
ንግስቲ ገብረመስቀል ብ1978 ናብ ሰውራ ኤርትራ ተጸምቢራ ናጽነት ኤርትራ ካብ ዘጎናጸፋ ተጋደልቲ ህዝባዊ ግንባር ሓንቲ እያ።
ድሕሪ ናጽነት ኣብ መንግስታዊ ስራሕ ተመዲባ ዝነበረት ኮይና ድሓረ ኣብ ስራሕቲ ኢደ ጥበብ ተዋፊራ ንኽትርእዮም ዘብህጉ ካይላታት ኣብ ምፍራይ ትርከብ።