እዚ ውሑድ ዳታ ብምጥቃም፡ ጽሑፍ ጥራይ እተንብቡሉ መርበብ ሓበሬታ ቢቢሲ ትግርኛ እዩ። ምሉእ ኣሳእልን ቪድዮታትን ንምርኣይ ድማ ቀንዲ መርበብ ሓበሬታና ተጠቐሙ።
ብዛዕባ እምኒ ሓይሊ እንታይ ትፈልጡ?
Published
እምኒ ሓይሊ: ኣብ ኤርትራ ኣብ መንጎ መንደፈራን ዓዲዃላን እምኒ ሓይሊ ኣብ ዝበሃል ቦታ ትርከብ። ነዛ እምኒ ሓይሊ፡ ዞባ ደቡብ'ዮም ኣምፂኦማ።
ኣብ ሃገራዊ ፌስቲቫል 2019 ድማ ኣቕሪቦማ። መናእሰይ: ነዛ እምኒ ካብ ባይታ ብምልዓል ይነሓንሑ።