እዚ ውሑድ ዳታ ብምጥቃም፡ ጽሑፍ ጥራይ እተንብቡሉ መርበብ ሓበሬታ ቢቢሲ ትግርኛ እዩ። ምሉእ ኣሳእልን ቪድዮታትን ንምርኣይ ድማ ቀንዲ መርበብ ሓበሬታና ተጠቐሙ።
ጭራዋጣ እትጻወት ጓል ኣነስተይቲ ዶ ገጢማትኩም ትፈልጥ?
Published
ኣብ ዓድዋ እንዳ ማርያም ሸዊቶም ተወሊዳ ዝዓበየት እዝጌሄሩ ገብረኣብዝጊ፡ ጓል 13 ዓመት እንከላ እያ ጭራዋጣ መሊኻ። ካብ ጎረባብታ ጓል ኮይንኪ ካብ ትዋጥይስ ትምህርትኺ እንዶ ግዳ ኣይትመሃርን ተባሂላ እያ።