እዚ ውሑድ ዳታ ብምጥቃም፡ ጽሑፍ ጥራይ እተንብቡሉ መርበብ ሓበሬታ ቢቢሲ ትግርኛ እዩ። ምሉእ ኣሳእልን ቪድዮታትን ንምርኣይ ድማ ቀንዲ መርበብ ሓበሬታና ተጠቐሙ።
ተኸላ ፈልሲ ኢትዮጵያ
Published
ብቐደማይ ሚኒስትር ኢትዮጵያ ኣብይ ኣሕመድ ዝተመርሐ ወፍሪ ተከላ ፈልሲ ክብረወሰን ከምዝሰበረ ሰበ ሰልጣን ኢትዮጵያ ገሊጾም ነይሮም። ወርልድ ጊነስ ቡክ ግን ነቲ ክብረወሰን ኣይፈልጦን ምባሉ ዝዝከር እዩ። እቲ ወፍሪ እንትግበጥ እንታይ ይመስል?