እዚ ውሑድ ዳታ ብምጥቃም፡ ጽሑፍ ጥራይ እተንብቡሉ መርበብ ሓበሬታ ቢቢሲ ትግርኛ እዩ። ምሉእ ኣሳእልን ቪድዮታትን ንምርኣይ ድማ ቀንዲ መርበብ ሓበሬታና ተጠቐሙ።
"ኣብ ዝኸድካ ኪድ ዓድኻ ዝመስልዎ የለን"
Published
ኣቶ ኪዳነ ጋብር ካብ ሃገሩ ኤርትራ ተበጊሱ ናብ ዓዲ ጥልያን እንተምርሕ ክመሃር ኢሉ እዩ ነይሩ። ሕክምና ተማሂሩ 3 ዓመታት ምስ ኣገልገለ ግን ኣብ 1990 ናይ ሓበሻ መግብታት ዝሽየጠሉ ቤት ብልዒ ከፊቱ። ካብቶም ንሱ ዘዳልዎም መግብታት ዝያዳ ዝሽየጥ ግን ዝግኒ ከምዝኾነ ምስ ቢቢሲ ኣብ ዝነበሮ ጻኒሒት ገሊጹ።