እዚ ውሑድ ዳታ ብምጥቃም፡ ጽሑፍ ጥራይ እተንብቡሉ መርበብ ሓበሬታ ቢቢሲ ትግርኛ እዩ። ምሉእ ኣሳእልን ቪድዮታትን ንምርኣይ ድማ ቀንዲ መርበብ ሓበሬታና ተጠቐሙ።
ንርእሱ ኣምሓርኛ ዝመሃረ ወጻእተኛ
Published
ዳዊት ይበሃል፡ ቋንቋ ኣምሓርኛ ምጽሓፍን ምንባብን ይኽእል። ነቲ ቋንቋ ኣዕርዩ ንምኽኣል ኣብ ዩኒቨርስቲ ኣዲስ ኣበባ ተወሳኺ ትምህርቲ ወሲዱ። ካብ ናይ ሓበሻ መግብታት ኣመና ዝፈትዎ፡ ጸብሒ ደርሆ እዩ።