እዚ ውሑድ ዳታ ብምጥቃም፡ ጽሑፍ ጥራይ እተንብቡሉ መርበብ ሓበሬታ ቢቢሲ ትግርኛ እዩ። ምሉእ ኣሳእልን ቪድዮታትን ንምርኣይ ድማ ቀንዲ መርበብ ሓበሬታና ተጠቐሙ።
ካብ ሊስትሮነት ናብ ምውናን ትካል ኣፍራዪ ጫማ ዝተሰጋገረ ያሲን ጌቱ
Published
ጌቱ ያሲን ኣብ ኢትዮጵያ ክልል ኦሮምያ፡ ካብ ጫማ ወልዋላይነት ናብ ወንነት ትካል መፍረይ ጫማ ተሰጋጊሩ። እቲ ፋብሪካ ን14 ሰባት ናይ ስራሕ ዕድል ዝፈጠረ ኮይኑ ንመጻኢ ዓብይ ፋብሪካ ናይ ምግባር ራእይ ኣለዎም።