ፈረጅ መሓመድ፡ ብነታጒ ህይወት ሰለስተ ኣሕዋቱን ሓደ ኢዱን ዝሰኣነ ስፖርተኛ

Published

ብምፍንጃር ነታጒ ህይወት ሰለስተ ኣሕዋቱን ሓደ ኢዱን ዝሰኣነ ፈረጅ መሓመድ ውደድራት ፓራ-ኦሎምፒክ ዓለም ንኢትዮጵያ ዝውክል ዕውት ስፖርተኛ እዩ።