ጥበብ ካብ ቆጽልን ጉንድን ተክሊ ሙዝ (ባናና)

Published

ዝፈልጥዎ ኢትዮጵያውያን ሃይሉ ተፈሪ ዝብል ስም ዘውጽኡሉ እዚ ስነጥበባዊ፡ ካብ ጉንድን ቆጽልን ሙዝ ዝተፈላለዩ ቅብኣታት ይሰርሕ።