እዚ ውሑድ ዳታ ብምጥቃም፡ ጽሑፍ ጥራይ እተንብቡሉ መርበብ ሓበሬታ ቢቢሲ ትግርኛ እዩ። ምሉእ ኣሳእልን ቪድዮታትን ንምርኣይ ድማ ቀንዲ መርበብ ሓበሬታና ተጠቐሙ።
እዚ ኩባያ ጸገም መናፅሂ ወርሓዊ ፅግያት ክፈትሕ ይኽእል'ዶ?
Published
ኣብ ማላዊ ንሓደ ዕሹግ ሞዴስ፡ ናይ ምሉእ መዓልቲ ወፃኢ ክሽፍን ይኽእል። መብዛሕትአን ተምሃሮ ኣብ ግዘ ወርሓዊ ፅግያት ናብ ቤት-ትምህርቲ ኣይኸዳን።
ምኽንያቱ እቲ ዝጥቀመኦ ጨርቂ ስለዘልሑኽ እዩ። ሕዚ ግና ነዚ ኣብ ግዘ ወርሓዊ ፅግያት ዘጋጥም ድኽነት ታሪኽ ዝገብር፡ ናይ ወርሓዊ ፅግያት ኩባያ ኣብ ረብሓ ውዒሉ ኣሎ። ዋግኡ እውን ካብ ሞዴስ ዝሓሰረ እዩ።