እዚ ውሑድ ዳታ ብምጥቃም፡ ጽሑፍ ጥራይ እተንብቡሉ መርበብ ሓበሬታ ቢቢሲ ትግርኛ እዩ። ምሉእ ኣሳእልን ቪድዮታትን ንምርኣይ ድማ ቀንዲ መርበብ ሓበሬታና ተጠቐሙ።
ጉድእ ኣካል ወዳ ተሰኪማ ክሳብ ዩኒቨርስቲ ዘብጸሐት ኣዶ!
Published
ባንግላድሻዊት ኣዶ ምዝራብ ኮነ ምንቅስቓስ ንዘይኽእል ወዳ ተሰኪማ ካብ ቀዳማይ ብርኪ ክሳብ ዩኒቨርስቲ ዘብጸሐት ኣዶ። ምስ ሞተት ብገዛእ ርእሱ ንባዕሉ ክጥውር ባህጊ ከምዘለዋ እትገልጽ እዛ ኣዶ ወዳ ዩኒቨርስቲ ምእታዉ ሕጉስቲ ምዃና ገሊጻ።