ዓብይ መንደቕ ቻይና ኣብ ሓደጋ

Published

ቻይና ካብ ግዳማውያን ሓይልታት ንምክልኻል ዝተሰርሐ ዓብይ መንደቕ ቻይና፡ ብሰንኪ ኣታኽልትን ጻህያይን ኣብ ከይዲ ዕንወት ይርከብ። እዚ ዘተሓሳሰቦም ሰበ ስልጣን እታ ሃገር ከይዲ ዳግመ ህንጸት የካይድሉ ኣለዉ። መንደቕ ቻይና ካብ ዓለም እቲ ዝነውሐ'ዩ።