እዚ ውሑድ ዳታ ብምጥቃም፡ ጽሑፍ ጥራይ እተንብቡሉ መርበብ ሓበሬታ ቢቢሲ ትግርኛ እዩ። ምሉእ ኣሳእልን ቪድዮታትን ንምርኣይ ድማ ቀንዲ መርበብ ሓበሬታና ተጠቐሙ።
ካብ ዕየት ዝስራሕ መግቢ ሶርያውያን
Published
ሶርያውያን ኣዝዮም ዝፈትውዎ ባህላዊ መግቦም ክብሕ ይበሃል። ብኣውርኡ ዕየት ምስ ሽንጉርቲ ቆሊኻ ዝስራሕ ክኸውን እንከሎ ኣብ ሃገራት ማእኸላይ ብምራቕ ኣዝዩ ተሃራፊ መግቢ'ዩ። ኣብ ስደት ዝርከቡ ሶርያውያን ናብ ዓዶም ተመሊሶም ክብሕ ክበልዑ ይሃርፉ።