እዚ ውሑድ ዳታ ብምጥቃም፡ ጽሑፍ ጥራይ እተንብቡሉ መርበብ ሓበሬታ ቢቢሲ ትግርኛ እዩ። ምሉእ ኣሳእልን ቪድዮታትን ንምርኣይ ድማ ቀንዲ መርበብ ሓበሬታና ተጠቐሙ።
ንቐደም በሉ
Published
ኣብ 18 ክፍለዘበን ከምዝተጀመረ ዝዝረበሉ መግቢ ዓዲ እንግሊዝ ዓሳን ድንሽን(ቺፕስ) ዳርጋ ብመላእ ደቂ እታ ዓዲ ኣዝዩ ፍተዉን ምቁርን መግቢ እዩ።
እዚ መግቢ ስደተኛታት ኣይሁድ ናብ ዓዲ እንግሊዝ ክኣትዉ እንከለዉ ሒዞሞ ዝኣተዉ ከምዝኾነ ይግለጽ።