እዚ ውሑድ ዳታ ብምጥቃም፡ ጽሑፍ ጥራይ እተንብቡሉ መርበብ ሓበሬታ ቢቢሲ ትግርኛ እዩ። ምሉእ ኣሳእልን ቪድዮታትን ንምርኣይ ድማ ቀንዲ መርበብ ሓበሬታና ተጠቐሙ።
ክብረወሰን ዝሓዘ ፊልም 'ብላክ ፓንተር'
Published
ብማርቨል ፕሮዳክሽን ዝተሰርሐ ሱፐር ሄሮ ፊልም 'ብላክ ፓንተር' ኣብ ማሕበራዊ ድረ ገፃት ፅዕንቶ ፈጢሩ ኣሎ። 'ብላክ ፓንተር' ብማርቨል ፕሮዳክሽን ካብ ዝተሰርሑ ፊልምታት፡ ፍሉይ ሓይሊ ዝወነነ ገፀ-ባህርይ 'ሱፐር ሂሮ' ንፈለማ እዋን ብፀሊም ተዋሳኢ ተወኪሉ ዝቐረበ ብሕታዊ ፊልም እዩ። ብዙሓት ሰባት #WhatBlackPantherMeansToMe ብምባልእናተዘራረብሉ ይርከቡ።