ካብ ምጽራግ ጫማ ናብ ውድድር ጉያ እግሪ

Published

ጫማ እናጸረገ ናብርኡ ዝመርሕ መድሃንየ ሃይለ ኣብ ኣትሌቲክስ እውን ይነጥፍ እዩ። ቅድሚ ሕዚ ካብ ሊስትሮ ተበጊሱ ተሸላሚ ውድድር ዱባይ ማራቶን ናይ ዝኾነ ኣትሌት አሰር ክስዕብ ይደሊ።